Archive - November 27, 2017

ባጽዕ – ኣብ ምክልኻል ሓደጋታት ዘተኰረ ዓወደ-ዘተ ተኻዪዱ

ንጠንቅታትን ሳዕቤናትን ተፈጥሮኣዊን ሰብ-ሰርሖን ሓደጋታት ናይ ምክልኻል ተኽእሎ ብዝምልከት፡ ብኤርትራውያን ምሁራት ኣብ ዝተኻየደ መጽናዕቲ ዘተኰረ ዓውደ-ዘተ፡ ብ22 ሕዳር ኣብ ከተማ ባጽዕ ተሰላሲሉ። እቲ ንክሊማዊን ኣከባብያዊን፡ ከምኡ’ውን ባሕራዊን መሬታዊን...

ፈስቲቫል ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ነበርቲ ቐጠር ይካየድ ኣሎ

ፈስቲቫል ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ነበርቲ ቐጠር፡ ካብ 23 ሕዳር ጀሚሩ ኣብ ከተማ ዶውሓ፡ ብድሙቕ መዓርግ ይካየድ ኣሎ። ብርክት ዝበሉ ኤርትራውያን ነበርቲ ቐጠር፡ ከምኡ’ውን ሰበ- ስልጣን ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ቐጠርን ኣብ’ታ ሃገር ዝመደበሮም ዲፕሎማሰኛታት...

ንግብራውነት ኣዋጅ ግብሪ ሕርሻ ገጠርን እንስሳ ዘቤትን ተራ ኩሉ ዝምልከቶ ክዓዝዝ ይሕተት

ኣዋጅ ግብሪ ሕርሻ ገጠርን እንስሳ ዘቤትን ተግባራዊ ክኸውን፡ ተራ ኩሉ ዝምልከቶ ኣካል ክዓዝዝ፡ ኣብ ሚኒስትሪ ፋይናንስ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ኣታዊ ውሽጢ ሃገር ኣቶ ዮውሃንስ ኢሳቕ ጸዊዑ። ኣቶ ዮውሃንስ፡ ግብሪ መንግስቲ ንቊጠባዊ ፊስካላዊ ፖሊሲ መንግስቲ መሰረት...

Login

Categories