Layout A (with pagination)

ዓምበርበር ሼር ካምፓኒ፡ ቴክኒሻናትን ዓቀብቲ ንብረትን ኣመሪቑ

ዓምበርበር ሼር ካምፓኒ’፡ ብመሰረት መምዘኒታት ኩባንያ ቶዮታ ጃፓን፡ ብክልሰ-ሓሳብን ግብርን ዘሰልጠኖም 16 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 74 ቴክኒሻናትን ዓቀብቲ ንብረትን፡ ብ17 ሕዳር ኣመሪቑ። እቲ ካብ 67 ክሳብ 250 ሰዓታት ዝወሰደ ስልጠናታት፡ 5 ናይ ስራሕ ዓውድታት፡ ማለት ፍተሻን ዕረያን ሞተር፡ ምሕደራ መኽዘንን ምክፍፋልን፡ ከምኡ’ውን ባትላሜራን ምልካይ ቀለምን ዘጠቓለለ’ዩ። ኣብ’ቲ ናይ ምምራቕ ስነ-ስርዓት፡ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ናይ’ቲ ኩባንያ...

Read More

መንደፈራ – ንልምዓት ዓሳ ዝምልከት ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ኣብ መንደፈራ፡ ንልምዓት ዓሳ ኣብ ጥዑም ማይን ኣገዳስነቱ ኣብ ምርግጋጽ ውሕስነት መግብን ዝምልከት ኣስተምህሮ ብ14 ሕዳር ተዋሂቡ። ኣብ’ቲ ካብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ዝመጽኡ ሓለፍቲ ክፍልታት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ፡ ከምኡ’ውን ወከልቲ ምምሕዳርን ሚኒስትሪ ሕርሻን ዝተሳተፉዎ ኣስተምህሮ፡ ተኽእሎ ልምዓት ዓሳ ኣብ ጥዑም ማይን ኣተገባብራኡን፡ ሜላታት ምፍራይ ዓሳ ኣብ ዲጋታት፡ ዓይነትን ብዝሕን ኣብ ጥዑም ማይ ክፈርዩ ዝኽእሉ ዓሳታት፡ ንምህርቲ ዓሳ ጥዑም ማይ...

Read More

ጐደናታት ኣስመራ ጸሓያዊ መብራህቲ ይትከለሉ ኣሎ

ኣብ ከተማ ኣስመራ፡ ብጸሓያዊ ጸዓት ዝሰርሕ ናይ ጐደናታት መብራህቲ ብሰፊሑ ይትከል ከምዘሎ፡ ኣብ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ሓላፊ ጨንፈር ጸዓት ኣቶ ግርማይ በርሀ ሓቢሩ። እቲ ምስ መንግስቲ ቻይና ብዝተበጽሐ ምርድዳእ ዝሰላሰል ዘሎ ዕማም፡ ካብ ሰምበል ከባቢ ፋብሪካ ኦሞ ጀሚሩ ብስፔስን ጐደና ዋርሳይን ኣቢሉ ክሳብ ጋራጅ ህዝባዊ መጓዓዝያ፡ ብሰሜናዊ ወገን ኣስመራ ድማ፡ ህዝቢ ብብዝሒ ኣብ ዝንቀሳቐሰሉ ከባቢታት – ካብ ካልኣይ መደበር ፖሊስ ብዕዳጋ ዓርብን...

Read More

Login

Categories