Layout A (with pagination)

መንደፈራ – ንልምዓት ዓሳ ዝምልከት ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ኣብ መንደፈራ፡ ንልምዓት ዓሳ ኣብ ጥዑም ማይን ኣገዳስነቱ ኣብ ምርግጋጽ ውሕስነት መግብን ዝምልከት ኣስተምህሮ ብ14 ሕዳር ተዋሂቡ። ኣብ’ቲ ካብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ዝመጽኡ ሓለፍቲ ክፍልታት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ፡ ከምኡ’ውን ወከልቲ ምምሕዳርን ሚኒስትሪ ሕርሻን ዝተሳተፉዎ ኣስተምህሮ፡ ተኽእሎ ልምዓት ዓሳ ኣብ ጥዑም ማይን ኣተገባብራኡን፡ ሜላታት ምፍራይ ዓሳ ኣብ ዲጋታት፡ ዓይነትን ብዝሕን ኣብ ጥዑም ማይ ክፈርዩ ዝኽእሉ ዓሳታት፡ ንምህርቲ ዓሳ ጥዑም ማይ...

Read More

ጐደናታት ኣስመራ ጸሓያዊ መብራህቲ ይትከለሉ ኣሎ

ኣብ ከተማ ኣስመራ፡ ብጸሓያዊ ጸዓት ዝሰርሕ ናይ ጐደናታት መብራህቲ ብሰፊሑ ይትከል ከምዘሎ፡ ኣብ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ሓላፊ ጨንፈር ጸዓት ኣቶ ግርማይ በርሀ ሓቢሩ። እቲ ምስ መንግስቲ ቻይና ብዝተበጽሐ ምርድዳእ ዝሰላሰል ዘሎ ዕማም፡ ካብ ሰምበል ከባቢ ፋብሪካ ኦሞ ጀሚሩ ብስፔስን ጐደና ዋርሳይን ኣቢሉ ክሳብ ጋራጅ ህዝባዊ መጓዓዝያ፡ ብሰሜናዊ ወገን ኣስመራ ድማ፡ ህዝቢ ብብዝሒ ኣብ ዝንቀሳቐሰሉ ከባቢታት – ካብ ካልኣይ መደበር ፖሊስ ብዕዳጋ ዓርብን...

Read More
ኣብ ኣፋምቦን ዓዲ-ዃላን ንድንፋዐ ትምህርቲ ተዘትዩ

ኣብ ኣፋምቦን ዓዲ-ዃላን ንድንፋዐ ትምህርቲ ተዘትዩ

ኣብ ማእከላይን 2ይን ደረጃ ኣሕዳሪት ቤት-ትምህርቲ ኣፋምቦን ሓሙሽተ ምምሕዳራት ከባቢ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ዃላን፡ ውጽኢት ትምህርቲ ክብ ንምባል ዝሕግዝ ርክባት ተኻዪዱ። ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ሓላፊ ኣሃዱ መሰረታዊ ትምህርቲ መምህር ኸሊል ዑስማን ንተመሃሮ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፡ ኣብ ኣሕዳሪት ቤት-ትምህርቲ ኣፋምቦ ኣብ ውጽኢት ሃገራዊ መርመራ 8ይ ክፍሊ በብዓመቱ ዝምዝገብ ዘሎ ዕብየት ዘተባብዕ ምዃኑ ጠቒሱ፡ ሎሚ ዓመት ዝበለጸ ውጽኢት ንምምዝጋብ፡ ተመሃሮ...

Read More

Login

Categories