Layout A (with pagination)

ኣቑርደት – ማእከል ሞያዊ ስልጠና መንእሰያት ተሞጒሱ

ኣቑርደት – ማእከል ሞያዊ ስልጠና መንእሰያት ተሞጒሱ

ኣብ ኣቑርደት ዝርከብን መሰረታዊ መሳርሒታት ዝተዋደደሉን ማእከል ሞያዊ ስልጠናታት መንእሰያት፡ ኣብ ምህናጽ ዓቕሚታቶም ዓቢ ኣስተዋጽኦ ይገብር ከምዘሎ፡ መንእሰያት ናይ’ቲ ንኡስ ዞባ ገሊጾም። እቶም መንእሰያት፡ ወርሓዊ 600 ናቕፋ እናተኸፍሉ ዝቐስምዎ ስልጠና፡ መጻኢኦም ኣብ ዘጣጥሕ ዓቢ ረብሓ ይረኽቡሉ ከምዘለዉ ሓቢሮም። እቲ ኣብ ወርሒ ሰነ 2017 ኣገልግሎት ዝጀመረ ማእከል፡ ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ን193 መንእሰያት ብኤለክትሪሲቲ፡ ኤሌትሮኒክስ፡ ኮምፕዩተር፡...

Read More

Login

Categories