Layout A (with pagination)

ሰረጀቓ – ውጽኢት ትምህርቲ ንምብራኽ ጻዕርታት ይቕጽል

ኣብ ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ፡ ጸገማት ኣለሊኻ ብምፍታሕ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ንምዕዋት ዝዓለመ – ጐስጐሳዊ ርክባት ምስ ተመሃሮ ተኻዪዱ። ነቲ “ትምህርትን ኣገዳስነቱን” ብዝብል ቴማ ብምትሕብባር ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ትምህርቲን ሃማመተኤን ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ዝተወደበ ጐስጓስ፡ ኣብ 24 ኣብያተ-ትምህርቲ ልዕሊ 6700 ተመሃሮ ተሳቲፎምዎ። ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኣብ ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ መምህር ተስፋይ ተኸስተ፡ ኣብ ትሕተ-ቅርጺ...

Read More

መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ንምሕያል ርክባት ተኻዪዱ

ኣብ ንኡሳን ዞባታት ጸሮና፡ ዓዲ-ቐይሕን ፎርቶ ሳዋን ኣብ ምሕያል መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ዘተኰረ ርክባት ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ናይ ጸሮናን ዓዲ-ቐይሕን፡ ንጥፈታት ትምህርቲ ንዓበይቲ ንምግምጋም ኣብ ዝተኻየደ ርክብ፡ መደብ ምጥፋእ መሃይምነትን በጺሒዎ ዘሎ ደረጃን፡ ደግሲ መሃይምነት ንኸየጋጥም ክግበር ዘለዎ ጻዕሪ ኣብ ዝብሉ ነጥብታት ተዘትዪ። ትምህርቲ ንዓበይቲ ኣብ ንኡስ ዞባ ጸሮና ኣብ 26 ነቑጣታት፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ቐይሕ ድማ ኣብ 13 ነቑጣታት...

Read More
ሰ/ቀ/ባሕሪ – ኣብ ኣተገባብራ መደባት ልምዓት ተዘትዩ

ሰ/ቀ/ባሕሪ – ኣብ ኣተገባብራ መደባት ልምዓት ተዘትዩ

ኣብ ንኡሳን ዞባታት – ባጽዕ፡ ጊንዳዕ፡ ፎሮን ናቕፋን – ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኮማዊ ተሳትፎ ኣብ መደባት ልምዓት ንምሕያል ዝዘተየ ርክባት ተኻይዱ። ጸሓፊ ህግደፍ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ኣቶ ሃይለ ተወልደብርሃን ኣብ’ቲ ርክባት፡ ብዘይካ’ቶም ብመንግስቲ ዝተታሕዙ መደባት፡ ህዝቢ ብውሽጣዊ ዓቕሙ መደባት ልምዓት ብምስራዕ ከተግብር ኣገዳሲ ምዃኑ ኣስሚሩሉ። ኣብ’ዚ ዓመት፡ ህዝቢ ኣብ እቶታውነት ዓቢ እጃም ዘለዎም ዝተፈላለዩ ልምዓታዊ...

Read More

Login

Categories