Layout A (with pagination)

ደ/ቀ/ባሕሪ – ንሞያውያን ጥዕና ተወሳኺ ስልጠና ተዋሂቡ

ደ/ቀ/ባሕሪ – ንሞያውያን ጥዕና ተወሳኺ ስልጠና ተዋሂቡ

ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት ጥዕና ናይ’ቲ ዞባ ንዝተነጥፉ 5 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 17 ሞያውያን ስልጠና ሂቡ። እቲ ስልጠና፡ ኣብ ሓፈሻዊ ምዕባለታት ኤች-ኣይቪ አይድስ፡ ንምክልኻሉ በብእዋኑ ዝተኣታቶ ዘሎ ሜላታትን መድሃኒታትን፡ ከምኡ’ውን ኣብ ኣወሃህባ ማዕዳን ምኽርን ዘተኰረን ብግብሪ ዝተሰነየን እዩ። ኣብ መዛዘሚ’ቲ ስልጠና፡ ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ኣቶ ኣሰፋው...

Read More

ኮማዊ ሆስፒታል ዕዳጋ-ሓሙስ መሰረታዊ ጽገና ተገይሩላ

ብኣስታት 17 ሚልዮን ናቕፋ ሓደስቲ ክፍልታት ዝተወሰኸላን መሰረታዊ ጽገና ዝተገብረላን ኮማዊ ሆስፒታል ዕዳጋ- ሓሙስ – ኣስመራ፡ ምሉእ ኣገልግሎት ንምሃብ ድሉውቲ ኰይና። ሚኒስተር ጥዕና ኣሚና ኑርሕሴን፡ ሓለቓ ጠቕላሊ ስታፍ ሚኒስትሪ ምክልኻል ጀነራል ፍሊጶስ ወልደዮሃንስ፡ ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል ሜጀር ጀነራል ሮሞዳን ዑስማን ኣውልያይን ካልኦት ሰበ-ስልጣንን ኣብ ዝተረኽቡሉ ብ2 ታሕሳስ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡ ጸሓፊ ህግደፍ ኣቶ ኣልኣሚን መሓመድ...

Read More

Login

Categories