Layout A (with pagination)

ንድሕነት ሓራምዝ ዕቱብ ምክትታል ክግበር ይሕተት

ንድሕነት ሓራምዝ ዕቱብ ምክትታል ክግበር ይሕተት

ሃድን ሓራምዝ ብምግታእ ኣብ ልዕሊኦም ዘንጸላሉ ዘሎ ሓደጋ ምጽናት ንምቕንጣጥ፡ ኣብ ምክትታልን ምምሕልላፍን እዋናውን ጽጹይን ሓበሬታ ዘተኰረ ኣስተምህሮ፡ ብ29ን 30ን ሕዳር ኣብ ከተማ ባረንቱ ተዋሂቡ። እቲ ኣብ ክሊ ሓራምዝ ዞባ ጋሽ-ባርካ ንዝነጥፉ ኣባላት ሚኒስትሪ ሕርሻን ሓለፍቲ ቊጠባዊ ልምዓትን ዝተዋህበ ኣስተምህሮ፡ መረዳእታ ናይቶም ኣባላት ብምዕባይ – ብፍላይ ኣብ ምትሕልላፍ እዋናዊ ሓበሬታ ኩነታት ሓራምዝ ክኽተልዎ ዝግብኦም መምርሒታት...

Read More

ሓድሽ ህንጻ ሕክምና እዝኒን ኣፍንጫን ጐረሮን ተመሪቑ

ኣብ ሃገራዊ መወከሲ ሆስፒታል – ኦሮታ ንዝርከብ ኣገልግሎት ሕክምና እዝኒ፡ ኣፍንጫን ጐረሮን ንምስፋሕ ብዝወጸ መደብ መሰረት፡ ብምትሕብባር መንግስቲ ኤርትራን ‘ሜድ-ኬር’ ዝተባህለ ጀርመናዊ ናይ ምትሕግጋዝ ማሕበርን፡ ብኣስታት 1.5 ሚልዮን ዩሮ ኣብ ውሽጢ ቀጽሪ ናይ’ቲ ሆስፒታል ዝተሰርሐ ሓድሽ ህንጻ ምስ መሳለጥያታቱ፡ ንስራሕ ድሉው ኰይኑ። ኣብ’ቲ ሚኒስተራትን ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ዲፕሎማሰኛታትን ዝተረኽቡሉ ብ5 ታሕሳስ ዝተኻየደ ናይ ምምራቕ...

Read More

Login

Categories