ERi-TV Tigre News from Eritrea for December 5, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Layout A (with pagination)
ምዕሩይነት ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ኩሉ ጽላታት ብምሕያል – ዕብየተን ንምርጋግጽ፡ ውህደት ኩሎም ኣካላት መንግስትን ማሕበራትን ክዓቢ ከምዝግባእ፡ ፕረዚደንት ሃማደኤ ወይዘሮ ተኽኣ ተስፋሚካኤል ኣገንዚባ። ኣብ ከተማ ባረንቱ ኣብ ዝተቓንዐ፡ ኣብ ምዕባለን ብድሆታትን ደቂ-ኣንስትዮ ዘተኰረ ዓውደ-ዘተ፡ ወይዘሮ ተኽኣ፡ ኣብ ዝሓለፈ 26 ዓመታት፡ ቊጠባዊ፡ ባህላዊ፡ ማሕበራውን ፖለቲካውን ሱታፌን ተራን ደቂ-ኣንስትዮ ንምዕዛዝ ሓያል ጻዕርታት ክካየድ ምጽንሑን...
ኮርፖረሽን ቴለኮሚኒከሽን ኤርትራ – ኤሪቴል፡ ኣብ ንኡሳን ዞባታት ዓዲ-ቐይሕን ሰንዓፈን ክህቦ ዝጸንሐ ኣገልግሎት ንምምዕባል ይሰርሕ ከምዘሎ ሓቢሩ። ሓላፊ ናይ’ቲ ትካል ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ቐይሕ፡ ኣቶ ተስፋይ ገብረመድህን፡ እቲ ቤት-ጽሕፈት ካብ 2010 ጀሚሩ፡ መስመር ተንቀሳቓሲ ቴለፎንን መስመር ስልኪ-ኣልቦ ቴለፎንን ከውጽኡ ንዝደልዩ ተቐማጦ ንኡሳን ዞባታት ዓዲ-ቐይሕ፡ ሰንዓፈ፡ ጸሮናን ክፋል ንኡስ ዞባ ሰገነይትን ኣገልግሎት ይህብ ከምዘሎ፡...
ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን፡ ኮም ዝሰረቱ ቅድመ-ጥንቃቐ ንሓደጋታት ንምሕያል፡ ብ4 ታሕሳስ ኣብ ኣስመራ ዓውደ-ዘተ ኣቃኒዑ። ኣብ’ቲ ዓውደ-ዘተ፡ ኣመሓደርቲ ዞባታት፡ ወከልቲ ሚኒስትሪታትን ካልኦት ኣካላትን ከምኡ’ውን ክኢላታት ተሳቲፎም። ሚኒስተር ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ወይዘሮ ልኡል ገብርኣብ፡ ጠንቅታትን ሳዕቤናትን ሓደጋታት ብምክልኻል ህይወት ንምድሓንን ጸጋታት ንምዕቃብን ክሰርሑ ምጽንሖም ጠቒሳ፡ ኮማዊ ናይ ምትሕግጋዝ መንፈስ ንምድንፋዕ ዝተሰላሰለ...
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.