Layout A (with pagination)

ሰ/ቀ/ባሕሪ – ኣብ ብቕዓት ትምህርቲን ተሳታፍነት ተመሃሮን ተዘትዩ

ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ ተሳታፍነት ተመሃሮን ብቕዓት ትምህርቲን ዝዘተየ ርክብ፡ ብ4 ታሓሳስ ኣብ ከተማ ባጽዕ ተኻዪዱ። ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኣብቲ ዞባ መምህር ረሺድ መሓመድ- ዑስማን፡ ተመሃሮ ኣብ ርእሲ’ቲ ውልቃዊ ጻዕሮም፡ ዕቱብ ምክታትልን ሓገዝን ናይ መማህራን ከይፍለዮም ኣዘኻኺሩ። ንውጽኢት ሃገራዊ መርመራ 8ይ ክፍሊ 2016/2017 ብዝምልከት ኣብ ዝቐረበ ገምጋም፡ ብደረጃ ዞባ ካብ ዝተፈተኑ 1472 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም...

Read More

ናይ ኤርትራን ቻይናን ኣብያተ-ጽሕፈት ኦዲት ተመኲሮ ተለዋዊጦም

ቤት-ጽሕፈት ጠቕላሊ ኦዲተር ኤርትራን ላዕለዋይ ቤት-ጽሕፈት ሃገራዊ ኦዲት ቻይናን፡ ብ5 ታሕሳስ ኣብ ኣስመራ – ተመኲሮ ናይ ምልውዋጥ ሰሚናር ኣካዪዶም። ኣብ’ቲ ካብ ዝተፈላለያ ሚኒስትሪታትን ብሕታውያን ናይ ኦዲት ትካላትን ዝተወከሉ ሞያውያን እውን ዝተሳተፍዎ ሰሚናር፡ ጠቕላሊ ኦዲተር ኤርትራ ኣቶ ገረዝግሄር ገብረመድህን፡ ንጥፈታት ናይ’ቲ ቤት-ጽሕፈትን ቀንዲ ብድሆታቱን ዝምልከት መብርሂ ድሕሪ ምሃብ፡ ተመኲሮኦም ከካፍሉ ንዝመጹ ቻይናውያን...

Read More

Login

Categories