Layout A (with pagination)

ባረንቱ – ወለንታዊ ልግሲ ደም ንምዕዛዝ ጻዕርታት ይካየድ

ባረንቱ – ወለንታዊ ልግሲ ደም ንምዕዛዝ ጻዕርታት ይካየድ

ኣብ ንኡስ ዞባ ባረንቱ፡ ወለንታዊ ልግሲ ደም ንምስሳን፡ ንመማህራንን ተመሃሮን ቤት-ትምህርቲ ዱታ ጐስጓስ ተኻዪዱ። ሓላፊ ኣሃዱ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ነርስ ገርግሽ በየነ – ንተመሃሮን መማህራንን ኣብ ዝሃቦ ኣስተምህሮ፡ ኣብ’ቲ ዞባ ቈይሙ ዘሎ ባንክ ደም፡ ህጹጽ ናይ ደም ሓገዝ ንዘድለዮ ዝኾነ ሰብ ዝህብ ስለዝኾነ፡ ትሕዝቶኡ ንምስሳን ኩሉ ኣካል ሕብረተሰብ ብንቕሓት ክነጥፍ ኣዘኻኺሩ። ዕላማ ማሕበር ለገስቲ ደም፡ ብስእነት ደም እትሓልፍ ሂወት...

Read More
መንደፈራ – ትግባረ መምርሒ ክራይ ኣባይቲ ይቀላጠፍ

መንደፈራ – ትግባረ መምርሒ ክራይ ኣባይቲ ይቀላጠፍ

ኣብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ፡ ብሚኒስትሪ ዞባዊ ምምሕዳር ዝወጸ ሓድሽ መምርሒ ውዕል ክራይ ናይ ግሊ ኣባይቲ ኣብ ግብሪ ንምውዓል፡ በብምምሕዳር ከባቢኡ ናይ ኣካራይን ተኻራይን ቅጥዒ ናይ ምምላእ መስርሕ ተጀሚሩ። ሓላፊት ቤት-ጽሕፈት ክራይ ኣባይቲ ኣብቲ ንኡስ ዞባ ወ/ሮ ለምለም ዮሴፍ፡ መንግስቲ – ኣብ ልዕሊ መነባብሮ ዜጋታት ተጽዕኖ ክፈጥር ንዝጸንሐ መመሊሱ ዝንህር ዋጋ ክራይ መንበሪ ገዛ ገደብ ክግበረሉ ዘውጸኦ መምርሒ፡ በብዞናኡ ብዝወጸሉ ቅማረ...

Read More

መገዲ ኣየር ኤርትራ፡ ኣስመራ – ካይሮን ሚላኖን በረራ ጀሚሩ

መገዲ ኣየር ኤርትራ፡ መስመራት በረራኡ ንምስፋሕ ብዘውጸኦ መደብ መሰረት፡ ካብ 9 ታሕሳስ 2017፡ ካብን ናብን ኣስመራ – ካይሮን ሚላኖን ኣገልግሎት ክህብ ጀሚሩ። ሓላፊ ንግዲ ናይ’ቲ መገዲ ኣየር ኣቶ ገብረትንሳኤ ጴጥሮስ ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ እቲ መገዲ ኣየር ካብ ፈለማ ናይ’ዚ ዓመት ኣትሒዙ ካብን ናብን ከተማታት ካርቱም፡ ጅዳን ዱበይን ስሩዕ ኣገልግሎት ክህብ ከምዝጸንሐ፡ እዚ ናይ ካይሮን ሚላኖን መስመር ድማ ንገያሾ ኣማራጺ ዝህብ...

Read More

Login

Categories