ብኣጋጣሚ መበል 28 ጽምብል በዓል ናጽነትና ቲቪ ኤረ ኣብ ኢንተርነት ትህቦ ኣግልግሎት ብሓድሽን ርትዓውን ዋጋ ቀሪባትልኩም ኣላ።
ዋጋ $7.99 ኣብ ወርሒ፡
እቲ ኽፍሊት ዓመታዊ ምዝኸውን ድማ ዋጋ ናብ $5 ይወርድ።
ነኣገልግሎት ቀጥታዊ ፈነወ ቲቪ ኤረን ድምጺ ሓፋሽን ክትረኽቡ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ደንደን ሚድያ ብምኻድ ተመዝገቡ
WWW.DENDENMEDIA.COM/ERI-TV/

Categories