Please watch: “ERi-TV Drama Series: Hareg – ሓረግ, 2ይ ክፋል – Part 2, May 11, 2019”
https://www.youtube.com/watch?v=p_AP_Pl76mA –~–
ኣብ ወጻኢ ሃገራት ትርከቡ ዜጋታትና ኣብ 5ይ ዙሪያ ውድድር ሽንግርዋ ኣካዳሚ ኣብ ናይ ደርፊ ውድድር ክትሳተፉ እቲ ዕድል ተኸፊቱልኩም ኣሎ። እዚ ውድድር ብምትሕብባርን ኣላይነትን ምንስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ዝካየድ ኮይኑ ንትግባረ ዝምልከት ዝርዝራዊ መምሪሕታት ብደረጃ ክፍለዓለማት ናብዝተመዘዙ ሓለፍቲ ተላኢኹ ኣሎ።

Categories