Archive - 2018

ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ሕማም ዓሶ ንምጥፋእ ጻዕርታቱ የዕዝዝ

ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ሕማም ዓሶ ንምቁጽጻር፡ ስትራተጂያዊ ውጥን ብምሕንጻጽ፡ ካብ 2017 ክሳብ 2021 ኣብ ዘሎ ዓመታት – ኣብ 17 ዓሳው ዝበሃል ንኡሳን ዞባታት ምሉእ ብምሉእ ንምጥፋኡ፡ ምስ ዝተፈላለዩ ናይ ስራሕ መሻርኽቲ ተወሃሂዱ ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊጹ።...

ታሪኽ ህይወት ሓርበኛ እድሪስ ዓዋተ ዝሓዘ መጽሓፍ ተመሪቑ

ታሪኽ ህይወትን ቃልስን ጀማሪ ሰውራ ኤርትራ ሓርበኛ ሓምድ እድሪስ ዓዋተ – ካብ 1915 ክሳብ 1962 ዘዘንቱ፡ ብተጋዳላይ ሃይለስላሴ ወልዱ ዝተዳለወ መጽሓፍ፡ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ መበል 57 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብ1 መስከረም ኣብ ቀጽሪ...

Login

Categories