To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
Archive - 2018
ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ማእከል፡ ናይ 2017 መደባት ድሕሪ ምግምጋም፡ ኣብ መደባት 2018 – ብመሰረት ፖሊሲ “ጥዕና ንኹሉ” ዘትዩ። ኣብ’ቲ ብ10ን 11ን ጥሪ ዝተቓንዐ ኣኼባ፡ ሓላፊ’ቲ ጨንፈር ዶክተር ተስፋይ ሰለሙን፡ ድሕነት ኣደን ህጻንን ንምሕላው...
ERi-TV Announcement – Interview with President Isaias Afwerki on January 14, 2018
ERi-TV Announcement – An interview with President Isaias Afwerki will be conducted on January 14, 2018 at 8 p.m. (Eritrea Time). The interview will be available...
ERi-TV Shingrwa Academy (ሸንግርዋ ኣካዳሚ) Part VIII – January 13, 2018
ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብኣጋጣሚ ሓድሽ ዓመት 2018፡ ጽባሕ ሰንበት 14 ጥሪ ሰዓት 8፡00 ናይ ምሸት፡ ኣብ ኣገደስቲ እዋናውያን ዞባዊ ምዕባለታት፡ ምስ ማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ቃለ-መሕትት ከካይድ ምዃኑ ንሕብር።
ሚኒስትሪ ዜና
መስርሕ ምጽጋን ናይ ሓመድ ጽርግያ እንዳገርግስ – ማይ-ምነ፡ ኣብቲ ዝተመደበሉ ግዜ ንኽዛዘም ተራኦምን ኣበርክቶኦምን ከምዘዕዝዙ፡ ነበርቲ ንኡስ ዞባ ማይ-ምነ ገሊጾም። እቶም ዜጋታት ነዚ ዝገለጹ፡ ትግባረ መደባት 2017 ብምግምጋም ኣብ መደባት 2018...
መስርሕ ህንጻ ትካል ጥዕና ምምሕዳር ከባቢ ባዳ – ንኡስ ዞባ ገልዓሎ ክቀላጠፍ ነበርቲ ጸዊዖም። እቶም ዜጋታት፡ ኣብ ከባቢኦም መሰረታዊ ኣገልግሎታት ማይ፡ ጥዕና፡ ትምህርትን ካልእን ክረኽቡ ብምብቅዖም ኣብ መነባብሮ ለውጢ ከምዘምጽኡ ድሕሪ ምሕባር፡ ኣገልግሎት...
ERi-TV Music: 2018 Sawa Musical Performance – Tigrinya song – Esayas Salih (Rasha)
ERi-TV Music: 2018 Sawa Musical Performance – Tigrinya song – Esayas Salih (Rasha)
ERi-TV Music: 2018 Sawa Musical Performance – Bdawet song – Mustafa
ERi-TV Music: 2018 Sawa Musical Performance – Tigrinya – Thomas Asefaw