Archive - January 5, 2018

እስራኤል – ኤርትራውያን ተሳትፎኦም ኣብ ሃገራዊ መደባት የዕዝዙ

ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ነበርቲ ተልኣቪቭን ከባቢኣን – እስራኤል፡ ተሳትፎኡ ኣብ ሃገራዊ መደባት ከምዘደንፍዕ፡ ብ30 ታሕሳስ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ኣረጋጊጹ። ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሃገረ-እስራኤል፡ ኣቶ ሰለሙን ክንፈ፡ ሎሚ ህዝብን መንግስትን...

ከረን – ተራ ወለዲ ኣብ ትምህርቲ ተዘትዪሉ

ወለዲ ኣብ ትምህርቲ ዘለዎም ተገዳስነት ብምብራኽ፡ ኣብ ደቆም ዕቱብን ቀጻልን ምክትታል ምስ ዝገብሩ፡ ኣብ ውጽኢት ተመሃሮ ርኡይ ዕብየት ክምዝገብ ከምዝኽእል፡ ኣብ ከተማ ከረን ኣብ ዝተኻየደ ዘተ ተገሊጹ። ኣመሓዳሪ ከተማ ከረን ኣቶ ዘርእዝጊ ዳዊት፡ ምስ ኣመሓደርቲ...

ሚኒስትሪ ዞባዊ ምምሕዳራት ኣብ መደባት 2018 ዘትዩ

ሚኒስትሪ ዞባዊ ምምሕዳራት፡ ኣብ 2017 በብዞባኡን በብጽላቱን ዝተሰላሰሉ ንጥፈታት ብምግምጋም፡ ኣብ መደባት 2018 ዘትዩ። ብ3ን 4ን ጥሪ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ኣመሓደርቲ ዞባታት፡ ን2017 ተወጢኑ ኣብ ዝነበረ መደባት ልምዓት ብመንጽር ትግባረኡ፡...

Login

Categories