Archive - December 10, 2017

ከረን – ወለንታዊ ልግሲ ደም ይብርኽ

ወለንታዊ ልግሲ ደም ንምዕዛዝ ብዝተኻየደ ጐስጓሳት፡ ተመሃሮን መማህራንን ንኡሳን ዞባታት ከረንን ሓጋዝን 250 ዩኒት ደም ከምዝለገሱ ተሓቢሩ። ዋና ጸሓፊ ሃገራዊ ማሕበር ለገስቲ ደም ጨንፈር ዞባ ዓንሰባ፡ መምህር ቺነ ወርቀ፡ ቅሩብነት ተመሃሮ ኣብ ልግሲ ደም ካብ ግዜ...

ትምህርቲ ንዝሓለፎም – ዕድላት ትምህርቲ ንኽድንፍዕ መዘኻኸሪ ቀሪቡ

ኣብ ግቡእ ዕድመኦም ትምህርቲ ዘይጀመሩ ዜጋታት፡ ብመገዲ መደብ ምጥፋእ መሃይምነትን ኣገልግሎት ምሸታዊ ትምህርትን ንኽመሃሩ ተኸፊቱ ዘሎ ዕድላት ንኽዕወት፡ ምትሕብባር ትካላት መንግስትን ሕብረተሰብን ክዓዝዝ፡ ሓላፊ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ኣብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ ኣቶ...

ማእከል – ገስጋስን ብድሆታትን ደቂ-ኣንስትዮ ተዳህሲሱ

  ሃገራዊ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ጨንፈር ዞባ ማእከል፡ ኩነታት ደቂ- ኣንስትዮ’ቲ ዞባ ንምምዕባልን ምዕሩይ ዕድላት ንምርግጋጽን ዝተሰላሰሉ መደባትን ዘጋጠሙ ብድሆታትን ብምግምጋም፡ ናይ መጻኢ መደባት ንምውርጻጽ ዝዓለመ ዓውደ-ዘተ፡ ብ7ን 8ን ታሕሳስ...

Login

Categories