Author - Senior Staff

ዕላል ምስ ዳኛ በሪሁ ፍሰሃጽዮን – ኣብ ንኡስ ዕድሚኡ በኖታጊ የዕንቱ ዝሰኣነ መንእሰይ ኣብዚ እዋን ብስራሕ ዳኝነት ነጢፉ ዝርከብ በዓል ሞያ | ERi-TV

ERi-TV ማእገር – ኣብ ንኡስ ዕድሚኡ በኖታጊ የዕንቱ ዝሰኣነ መንእሰይ ኣብዚ እዋን ብስራሕ ዳኝነት ነጢፉ ዝርከብ በዓል ሞያ | Interview with Judge Berihu Fessehatsion

ርዝነት ናጽነት – ዛንታ ኣብ ሓደ ግንባር ኣብ ሓደ ድፋዕ ዝጸመዱ ኣደን ወድን | ERi-TV Documentary

ሰውራ ኤርትራ ናጽነት ንምምጻእ ዝተፈላለዩ ቅያታትን መስተንክራዊ ታሪኻትን ሰኒዱ’ዩ። ኣብ ከይዲ ገድሊ ንናጽነት ብዙሓት ኣጋጣሚታት እካ ኣጋጢሞም እንተኾነ፡ ታሪኽ ንግስትን ስድራቤታን ግን ካብ ኩሎም ኣጋጣሚታት ኣዝዩ ፍሉይ’ዩ። ሰነዳዊት ፊልም...

ሳይዳ- ብስራት ተኸስተን ሓበን ዘርኣይን ካብ ብዝሓለፋ 30 ዓመታት ዝፈረያ ደቂ-ኣንስትዮ ሰብ ሞያ | ERi-TV, Eritrean professional women

ሳይዳ – ብስራት ተኸስተን ሓበን ዘርኣይን ካብ ብዝሓለፋ 30 ዓመታት ዝፈረያ ደቂ-ኣንስትዮ ሰብ ሞያ | ERi-TV, Eritrean professional women, products of last 30 years development of human resources. **...