ERi-TV, Eritrea – ዕላል ጥበባት – ጸጋይ ተስፎኦም: ደራሲ መጽሓፍ ግጥሚ – ‘ናትካ ሕለም Interview with Author Tsegai Tesfom
Archive - 2018
ሃገራዊ ማሕበር ዓይነ-ስዉራን፡ መነባብሮ ኣባላቱ ንምውሓስ ይሰርሕ ከምዘሎ፡ ብ8 ታሕሳስ ‘ውሑስ መነባብሮ ስድራቤታት ዓይነ-ስዉራን ምርግጋጽ’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ኣብ ዘቃንዖ ርክብ ገሊጹ። ኣብቲ ወኪል ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ወከልቲ መሻርኽቲ ኣካላት፡ ኣባላት ማሕበርን...
ኣብ 2022 ኮም ዝሰረቱ ምሉእ ጽሬት ንምርግጋጽ ዝዓለመ ሃገራዊ ዋዕላ፡ ካብ ትማሊ 11 ታሕሳስ ጀሚሩ – ኣብ ሆቴል ኣስማራ ፓላስ ይካየድ ኣሎ። ኣብ’ዚ ንክልተ መዓልታት ዝጸንሕ፡ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስትን ግንባርን፡ ወከልቲ ዓበይቲ ዓዲ ዞባታት፡...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for December 12, 2018
ERi-TV, #Eritrea – Arabic News for December 12, 2018
DimTsi Hafash #Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ናይ ምሸት ዜና – 12 ታሕሳስ 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV, #Eritrea – Tigre News for December 11, 2018
ኣብ ንኡስ ዞባ ሽዕብ፡ ካብ ኩለን ኣብያተትምህርቲ ንዝተዋጽኡ መማህራን፡ ሞያዊ ዓቕሞም ክብ ንምባል ዝዓለመ ስልጠና፡ ብ1ን 2ን ታሕሳስ ተዋሂቡ። እቲ ብቐንዱ ኣብ ሜላታትን ኣገባብን ኣመሃህራን ምስግጋር ፍልጠትን ዘተኰረ ስልጠና፡ ብፍላይ ኣብ ቋንቋ ኣደን እንግሊዝን...
ገዲም ተጋዳላይ ኣብርሃም ዓንደማርያም (ሓዎም)፡ ብዝሓደሮ ሕማም ኣብ መበል 71 ዓመቱ ብ10 ታሕሳስ 2018 ተሰዊኡ። ተጋዳላይ ኣብርሃም፡ ካብ 1971 ክሳብ 1974፡ ኣብ ውድባት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራን ህዝባዊ ሓይልታትን ከም ሓፋሽ ውድባት ክቃለስ ድሕሪ ምጽናሕ፡...
ገዲም ተጋዳላይ ተኪኤ ተወልደ፡ ብ8 ታሕሳስ ኣብ መበል 62 ዓመት ዕድመኡ ብሕማም ተሰዊኡ። ኣብ ወርሒ ጥሪ 1975 ናብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ ተጋዳላይ ተኪኤ፡ ኣብ ቃልሲ ንሓርነት ኣብ ተዋጋኢ ኣሃዱ ተመዲቡ፡ ብጅግንነት ዝተዋግአን ዘዋግአን...