Video

ዕላል ምስ ዶ/ር ብርሃነ ደብሩ ብዛዕባ ኣብ መዳይ ጥዕና ብፍላይ ድማ ኣብ ምምዕባል ዓቕሚ ሰብ ኣብ ሚኒስትሪ ጥዕና ዝተኻየደ ስርሓት ከመይ ይመስል

ERi-TV, Eritrea – ዕላል ምስ ኣብ ሚኒስትሪ ጥዕና ግዝያዊ ዳይረክተር ጀነራል ክፍሊ ፖሊሲ ውጥንን ምዕባለ ዓቕሚ ሰብን ዶ/ር ብርሃነ ደብሩ ብዛዕባ ኣብዝሓለፈ 34 ዓመታት ኣብ መዳይ ጥዕና ብፍላይ ድማ ኣብ ምምዕባል ዓቕሚ ሰብ ኣብ ሚኒስትሪ ጥዕና...