Latest videos

ደቡብ – ውጽኢት ሃገራዊ መርመራ 8ይ ክፍሊ ተገምጊሙ

ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ብቕዓትን ውጽኢትን ኣብ ሃገራዊ መርመራ 8ይ ክፍሊ ናይ ዝካፈሉ ተመሃሮ ንምምሕያሽ፡ ሓያል ጻዕሪን ተወፋይነትን መማህራን ወሳኒ ምዃኑ፡ ውጽኢት ሃገራዊ መርመራ 8ይ ክፍሊ ንምግምጋም ብ29ን 30ን ሕዳር ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ተገሊጹ። ኣብ ከተማ መንደፈራ...

ደ/ቀ/ባሕሪ – ንሞያውያን ጥዕና ተወሳኺ ስልጠና ተዋሂቡ

ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት ጥዕና ናይ’ቲ ዞባ ንዝተነጥፉ 5 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 17 ሞያውያን ስልጠና ሂቡ። እቲ ስልጠና፡ ኣብ ሓፈሻዊ ምዕባለታት ኤች-ኣይቪ አይድስ፡ ንምክልኻሉ በብእዋኑ ዝተኣታቶ ዘሎ ሜላታትን...

Login

Categories