Latest videos

ሰ/ቀ/ባሕሪ – ኣብ ብቕዓት ትምህርቲን ተሳታፍነት ተመሃሮን ተዘትዩ

ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ ተሳታፍነት ተመሃሮን ብቕዓት ትምህርቲን ዝዘተየ ርክብ፡ ብ4 ታሓሳስ ኣብ ከተማ ባጽዕ ተኻዪዱ። ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኣብቲ ዞባ መምህር ረሺድ መሓመድ- ዑስማን፡ ተመሃሮ ኣብ ርእሲ’ቲ ውልቃዊ ጻዕሮም፡ ዕቱብ ምክታትልን...

ናይ ኤርትራን ቻይናን ኣብያተ-ጽሕፈት ኦዲት ተመኲሮ ተለዋዊጦም

ቤት-ጽሕፈት ጠቕላሊ ኦዲተር ኤርትራን ላዕለዋይ ቤት-ጽሕፈት ሃገራዊ ኦዲት ቻይናን፡ ብ5 ታሕሳስ ኣብ ኣስመራ – ተመኲሮ ናይ ምልውዋጥ ሰሚናር ኣካዪዶም። ኣብ’ቲ ካብ ዝተፈላለያ ሚኒስትሪታትን ብሕታውያን ናይ ኦዲት ትካላትን ዝተወከሉ ሞያውያን እውን ዝተሳተፍዎ...

Login

Categories