To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
Latest videos
ERi-TV Tigre News from Eritrea for December 10, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV Drama Series – nTab zKri zemen/ንጣብ ዝኽሪ ዘመን – part II Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in...
ወለንታዊ ልግሲ ደም ንምዕዛዝ ብዝተኻየደ ጐስጓሳት፡ ተመሃሮን መማህራንን ንኡሳን ዞባታት ከረንን ሓጋዝን 250 ዩኒት ደም ከምዝለገሱ ተሓቢሩ። ዋና ጸሓፊ ሃገራዊ ማሕበር ለገስቲ ደም ጨንፈር ዞባ ዓንሰባ፡ መምህር ቺነ ወርቀ፡ ቅሩብነት ተመሃሮ ኣብ ልግሲ ደም ካብ ግዜ...
ኣብ ግቡእ ዕድመኦም ትምህርቲ ዘይጀመሩ ዜጋታት፡ ብመገዲ መደብ ምጥፋእ መሃይምነትን ኣገልግሎት ምሸታዊ ትምህርትን ንኽመሃሩ ተኸፊቱ ዘሎ ዕድላት ንኽዕወት፡ ምትሕብባር ትካላት መንግስትን ሕብረተሰብን ክዓዝዝ፡ ሓላፊ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ኣብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ ኣቶ...
ሃገራዊ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ጨንፈር ዞባ ማእከል፡ ኩነታት ደቂ- ኣንስትዮ’ቲ ዞባ ንምምዕባልን ምዕሩይ ዕድላት ንምርግጋጽን ዝተሰላሰሉ መደባትን ዘጋጠሙ ብድሆታትን ብምግምጋም፡ ናይ መጻኢ መደባት ንምውርጻጽ ዝዓለመ ዓውደ-ዘተ፡ ብ7ን 8ን ታሕሳስ...