Latest videos

ኣብ መንጎ ዓድታት ገደለን ጓቛትን ዝጸንሐ ክርክር ተፈቲሑ

ኣብ ንኡስ ዞባ ደቀምሓረ፡ ብሰንኪ ዘይፍትሓውን ዘይማዕርነታውን ውሳኔ መግዛእታዊ ስርዓታት፡ ኣብ መንጎ ገደለን ጓቛትን ን82 ዓመታት ሰፊኑ ዝጸንሐ ናይ መሬት ክርክር፡ ክልቲአን ዓድታት ብዝገበራኦ ሽምግልና – ብዕርቂ ተፈቲሑ። ብ31 ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ ወግዓዊ...

“ዓጸፋ ክንሰርሕ እንሕተተሉ እዩ’ዚ ኣቲናዮ ዘሎና መድረኽ”ሚ/ዞባዊ ምምሕዳር

ኣቲናዮ ዘሎና መድረኽ፡ ንህንጸትን ብልጽግናን ሃገር ዓጸፋ ክንሰርሕ እንሕተተሉን፡ ውጽኢት ስራሕናን ጻዕሪናን እንረኽበሉ ጉዕዞ እንፍልመሉን ምዃኑ፡ ሚኒስተር ዞባዊ ምምሕዳር ኣቶ ወልደንኪኤል ኣብርሃ ኣገንዚቡ። ሚኒስተር ወልደንኪኤል ነዚ ዝገለጸ፡ ከም መቐጸልታን...

Login

Categories