Latest videos

ኣብ ዓድታት ጸሮና ኮማዊ ጽሬት ተኻይዱ

ኣብ ንኡስ ዞባ ጸሮና፡ ምምሕዳራት ከባቢ ድቢን እምባ-ባርያን ዝጥርነፋ ትሽዓተ ዓድታት፡ ኮም ዝመርሖ መደባት ከባብያዊ ጽሬት ኣሰላሲለን። ውጽኢት ስራሕ ንምግምጋም ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ኮም ዝሰረቱ ከባብያዊ ጽሬት – ኣብ ምክልኻል ተመሓላለፍቲ ሕማማት ብዛዕባ...

Login

Categories