Category - Tigre (ትግረ)

Video

ሳውን – ተኸታታሊት ፊልም – ክፋል 14 | Eritrean Drama – Sawun (Part 14) – May 2026 – ERi-TV

ብዘጋጠም ቴክኒካዊ ጸገም፡ ተኸታታሊት ፊልም ሳውን ኣብ ግዚኣ ዘይምፍናውና ይቕሬታ ንሓትት። እቲ ተክኒካዊ ጸገማት ፈቲሕና ዝቕጽላ ክፋላት ኣብ ግዚኤን ከምንፍንወን ክንሕብር ንፈቱ። We apologize for the delay in...