Category - Sports

Sports Shows

Video

ለስ ስፖርት፡ ስነ ስርዓት ሽልማት ብሉጻት ኣሰልጠንትን ተቐዳዳምትን ብሽክሌታ ዞባ ማእከል |Trainers & cyclists award ceremony -ERi-TV

ERi-TV, Eritrea -ለስ ስፖርት፡ ስነ ስርዓት ሽልማት ብሉጻት ኣሰልጠንትን ተቐዳዳምትን ብሽክሌታ ዞባ ማእከል | Les Sport – Trainers and cyclists award ceremony

Video

ፍሉይ መደብ ብምኽንያት በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ – ዕላል ምስ ዮናስ ምሕረትኣብ (ፋፋ) | ERI-TV Holiday special programming

ዮናስ ፋፋ- ኣለዎ ሓለፋ ሎሚ ኣገልግሎት ተለቪዥን ኤርትራ፡ ብምኽንያት ዒድ ኣል ኣድሓ- ናይ ሓደ ከኾብ ዝኾነ ብሉጽ ሰብ መደብ ኣአንጊዳ። ከኾብነቱ- ብኹሉ እዩ። ሰብኣዊ ክብሪ ብምውናኑ ከኣ ሓለፋ ክብሪ የውህቦ። ፈቃር እዩ፡ ፈታው...