Category - Newspapers

ሃ.ኮ.መ.ኤ፡ ኣብ ናይ ህይወት መድሕን ጽቡቕ ገስጋስ ይምዝገብ ከምዘሎ ገሊጹ

ሃ.ኮ.መ.ኤ፡ ኣብ ናይ ህይወት መድሕን ጽቡቕ ገስጋስ ይምዝገብ ከምዘሎ ገሊጹ

ሃገራዊ ኮርፖረሽን መድሕን ኤርትራ (ሃ.ኮ.መ.ኤ)፡ ኣብ ናይ ህይወት መድሕን ጽቡቕ ገስጋስ ይምዝገብ ከምዘሎ ገሊጹ። ዋና ኣካያዲ ስራሕ’ቲ ትካል ኣቶ ዘርኡ ወልደሚካኤል፡ ብሰንኪ ዝሕተት ዝነበረ ክፍሊት፡ ኣብ’ቲ ዝሓለፈ እዋን ናይ...

ባጽዕ – ብሞያ ዝሰልጠኑ ልዕሊ 400 መንእሰያት ተመሪቖም

ባጽዕ – ብሞያ ዝሰልጠኑ ልዕሊ 400 መንእሰያት ተመሪቖም

ኣብ ንኡስ ዞባ ባጽዕ፡ ብዝተፈላለየ ዝሰልጠኑ 433 መንእሰያት፡ ብ8 ግንቦት ተመሪቖም። ሓላፊ ሃማመተኤ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ መንእሰያ ዳዊት ተኽሎም፡ ሃማመተኤ ምስ ናይ ስራሕ መሻርኽቱ ተወሃሂዱ፡ ሞያውያን መንእሰያት ንምፍራይን...

ጉጅለታት ህግደፍ ኣብ ጀርመን፡ ኣብ መደባት መኸተ ዘትየን

ጉጅለታት ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ኣብ ጀርመን፡ ‘‘ክተት – ከም መድረኻዊ ግድነት” ብዝብል ቴማ፡ ብ7ን 8ን ግንቦት ኣብ ከተማ ማንሃይም ኣብ ዘቃንዓኦ ዓመታዊ ኣኼባ፡ ኣብ መደባት ሃገራዊ መኸተ ዘትየን። ኣብ‘ቲ...

Login

Categories