Category - haddas ertra

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪቃ ተመያዪጡ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብዓርቢ ምሸት 16 መስከረም፡ ንፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ሹ ቢንግ ተቐቢሉ፡ ኣብ ክልተኣውን ዞባውን ጉዳያት ተመያዪጡ። ኣብ’ቲ ኣብ ኣዳራሽ ደንደን ዝተገብረ ዘተ፡ ፕረዚደንት...

ጎልጅ – ህዝቢ ንስድራ-ስዉኣት ይድግፍ

ጎልጅ – ህዝቢ ንስድራ-ስዉኣት ይድግፍ

ኣብ ንኡስ ዞባ ጎልጅ፡ ከም መቐጸልታ ናይ’ቲ ብነበርቲ ምምሕዳራት ከባቢ ገርገፍ፡ ተበልዲያ፡ ድሬሳ፡ ሳቡናይትን ሓውሲ ከተማ ኦምሓጀርን ክውሰድ ዝጸንሐ ተበግሶ፡ ብነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ገርገፍ – ዝሓለፈ ክራማት ካብ ዝተረኽበ...

ምም/ከባቢ ግላስ – ብጥሪት ዝተጣየሳ ደቂኣንስትዮ፡ ኣብ መነባብሮአን ምምሕያሽ የርእያ

ምም/ከባቢ ግላስ – ብጥሪት ዝተጣየሳ ደቂኣንስትዮ፡ ኣብ መነባብሮአን ምምሕያሽ የርእያ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ – ምምሕዳር ከባቢ ግላስ፡ ኣብ 2010 ሃማደኤ ብዝገበረለን ደገፍ ብጥሪት ዝተጣየሳ ኣለይቲ ስድራ ደቂኣንስትዮ፡ ኣብ መነባብሮአን ምምሕያሽ ኣርእየን። ካብተን ነፍሲ-ወከፈን ሓሙሽተ ጤለበጊዕ ዝተዓደላ...

Login

Categories