Author - Staff

ሓደስቲ ሰልጠንቲ ማ.ሞ.ስ. ትምህርቶም ጀሚሮም

ኣብ ሃገራዊ መርመራ ካልኣይ ደረጃ ናይ ሰርቲፊኬት ነጥቢ ዘምጽኡ ኣባላት መበል 32 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ናብ ማእከል ሞያዊ ስልጠናታት-ሳዋ ተጸንቢሮም ትምህርቶም ከምዝጀመሩ፡ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ። ብ7 ጥቅምቲ ኣብ ዝተኻየደ ዓውድታት ትምህርቲ ናይ ምምራጽ መስርሕ፡...

ጋሽ-ባርካ – ሃ.ማ.ሓ.ሰ.ኲ.ኤ፡ ኣብ መጻኢ መደባት ዘትዩ

ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ሰንኩላን ኲናት ኤርትራ (ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ)፡ ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ኣብ ናይ መጻኢ መደባት ዘትዩ። ኣብ 13 ንኡሳን ዞባታት ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባታት፡ ሓላፊ ጨንፈር ማሕበር ኣብቲ ዞባ ኣቶ ሽምወለ ወልደገርግስ፡ ማሕበር ሓርበኛታት ሰንኩላን...

ነበርቲ መለብሶ፡ ተወሳኺ መምሃሪ ክፍልታት ሰሪሖም

ኣብ ምምሕዳር ከባቢ መለብሶ – ንኡስ ዞባ ሓልሓል፡ ጽበት መምሃሪ ክፍልታት ንምቅላል፡ ተቐማጦ ተበግሶ ክወስዱ ከምዝጀመሩ፡ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ። እቲ ዝስራሕ ዘሎ ግዝያዊ ክፍልታት ዳሳት እኳ እንተዀነ፡ ሰሪጹ ንዘሎ ንቕሓት ዘርኢ ምዃኑ ዝሓበረ መምህር መሓመድ...

ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ኩነታት ትምህርቲ ዝፍትሽ ዘተ ተኻዪዱ

ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ኣብ ገስጋስ ትምህርቲ ብሓፈሻ ኣብ ብልጫታትን ብድሆታትን ድማ ብፍላይ ዘተኰረ ርክባት፡ ብ9ን 10ን ጥቅምቲ ምስ መማህራን ተኻዪዱ። ኣብ ከተማ መንደፈራ ኣብ ዝተገብረ ዘተ፡ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ሓፈሻዊ ትምህርቲ ኣቶ ሙሳ ሑሴን ናይብ፡ ኩነታት...

Login

Categories