Author - Staff

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ኣሰላሲሎም

ኤርትራውያን ነበርቲ ቶሮንቶ – ካናዳ፡ ሚላኖ – ኢጣልያን ጆሃንስበርግን ከባቢኣን – ሪፓብሊክ ደቡብ ኣፍሪቃን በብወገኖም፡ ዝተፈላለየ ሃገራዊ ንጥፈታት ከምዘሰላሰሉ ተሓቢሩ። ኤርትራውያን ነበርቲ ቶሮንቶ፡ “ቃልሲ ክሳብ ፍጹም ዓወት” ብዝብል...

ኣብ ምምዕባል ጥበብ ሕትመት መጽሓፍ ዝተመያየጠ ዓውደ-ዘተ ተቓኒዑ

ብኣሕተምቲ ሕድርን ኣገልግሎት ማሕተም ሳቡርን ዝተወደበ፡ ኣብ ምምዕባል ጥበብ ሕትመት መጽሓፍ ዝዳህሰሰ ዓውደ-ዘተ፡ ትማሊ 17 ጥቅምቲ ኣብ ኣስመራ – ኣዳራሽ ኣገልግሎት ማሕተም ሳቡር ተኻዪዱ። ኣብ’ዚ ንቅድመ-ሕትመት፡ ሕትመት፡ ስእልን ሕትመትን፡ ከምኡ’ውን...

ኣህጉራውያን ‘መዓልታት መግብን ምጥፋእ ድኽነትን’ ተዘኪረን

‘16 ጥቅምቲ ኣህጉራዊ መዓልቲ መግብ’ን ‘17 ጥቅምቲ ኣህጉራዊ መዓልቲ ምጥፋእ ድኽነት’ን፡ “ስጉምትታትና ዋሕስ መጻኢና – መኣዛዊ መግቢ ንጥሜት-ኣልቦ ዓለም” ብዝብል ድርብ ቴማ፡ ትማሊ 16 ጥቅምቲ ኣብ እምባደርሆ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ተዘኪረን።...

ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ብመሻርኽቲ ዝተለገሳ መካይን ተረኪቡ

ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ብመሻርኽቲ ዝተለገሳ ንኣገልግሎት ኣምቡላንስን ተንቀሳቐስቲ ኣሃዱታት ሕክምናን (Mobile Clinics) ዝውዕላ 9 መካይን ተረኪቡ። ነተን ብዩኒሰፍ ዝተለገሳ ሰለስተ ተንቀሳቐስቲ ኣሃዱታት ሕክምና ንምርኽኻብ፡ ብ15 ጥቅምቲ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡...

Login

Categories