Author - Senior Staff

ርዝነት ናጽነት – ዛንታ ኣብ ሓደ ግንባር ኣብ ሓደ ድፋዕ ዝጸመዱ ኣደን ወድን | ERi-TV Documentary

ሰውራ ኤርትራ ናጽነት ንምምጻእ ዝተፈላለዩ ቅያታትን መስተንክራዊ ታሪኻትን ሰኒዱ’ዩ። ኣብ ከይዲ ገድሊ ንናጽነት ብዙሓት ኣጋጣሚታት እካ ኣጋጢሞም እንተኾነ፡ ታሪኽ ንግስትን ስድራቤታን ግን ካብ ኩሎም ኣጋጣሚታት ኣዝዩ ፍሉይ’ዩ። ሰነዳዊት ፊልም...