Author - Senior Staff

ሳውን – ተኸታታሊት ፊልም – ክፋል 12 | Eritrean Drama – Sawun (Part 12) – May 2026 – ERi-TV

ብዘጋጠም ቴክኒካዊ ጸገም፡ ተኸታታሊት ፊልም ሳውን ኣብ ግዚኣ ዘይምፍናውና ይቕሬታ ንሓትት። እቲ ተክኒካዊ ጸገማት ፈቲሕና ዝቕጽላ ክፋላት ኣብ ግዚኤን ከምንፍንወን ክንሕብር ንፈቱ። We apologize for the delay in releasing the drama...