ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ኣድራሻኡ ማይተመናይ ዝዀነ ዜጋ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 9,768 በጺሑ ኣሎ።

እዚኣቶም፡ 9,653 ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 12 ድማ ጌና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ እዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና – 06 ሰነ 2022

Categories