ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 3 ዜጋታት፡ ሓውዮም ትማሊ ተፋንዮም።

ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 9,751 ክኸውን እንከሎ – እዚኣቶም፡ 9,636 ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 12 ድማ ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ እዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና – 18 ግንቦት 2022

Categories