ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ሓንቲ ዜጋ ካብ ቁሸት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፋ ተረጋጊጹ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 9,729 በጺሑ ኣሎ።

9,625 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ ሓንቲ ድማ ገና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚባ እትርከብ እዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና – 7 ሚያዝያ 2022

Categories