ኣቦ-መንበር ሃገራዊ ማሕበር ኣእምሮኣውን ምዕባለኣውን ስንክልና ሌተና ኮሎኔል ብርሃነ በዂረጽዮን፡ ተልእኾ ናይ’ዛ ዕለት፡ ን‘ኦቲዝም’ ግቡእ ኣፍልጦ ብምሃብ፡ ብድሆታት ምስ ‘ኦቲዝም’ ዝነብሩ ብምርዳእ፡ ኣብ’ቲ ነፍሲ-ወከፍ ምምሕዳር፡ ንዝተመዝገቡ ነበርቲ ምሉእ ኣገልግሎት ከምዝህብ ምርግጋጽ፣ መንእሰያት 18 ዓመት ዕድመ ኣብ ዝመልኡሉ – ወረቐት ሃገራዊ መንነት ከውጽኡ ጐስጓሳት ምክያድ፣ ነባሪ ናይ ዝነብረሉ ገዛ ንጹር ኣድራሻ ኣብ ሰነዱ ከምዝተሓዝ ምርግጋጽ፣ ኣብ ውልቀ-ሰባት ናይ ዝህሉ ምቅይያር ሓበሬታ መስርሕ፡ ስሉጥን ጽፉፍን ከምዝኸውን ምግባር፣ ካብ’ቲ ኣመሓደርቲ ከባቢ ብዕቱብ ክሰርሑሉ ዝግባእ ከምዝዀነ ኣገንዚቡ።

ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል ኣቶ ፍስሃየ ሃይለ፡ ኣመሓደርቲ ከባቢ ነቲ ዘመሓድርዎ ከባቢን ነባሪኡን ብደቂቕ ክፈልጡዎን፡ ዝሕንጸጹ መደባት ኣብ ምትግባር መሪሕ ተራ ክጻወቱን ኣዘኻኺርዎም።

ዘጋጥሞም መሰናኽላትን ኣድልዎን ኣድህቦ ብምግባር – ግጉይ ኣመለኻኽታ ንኽመሓየሽን መሰላቶም ንኽረጋገጽን ምስራሕ ከምዝዀነ ኣገንዚቡ።

እዚ ዝኸበደን ዝተሓላለኸን ኣእምሮኣውን ምዕባለኣውን ስንክልና’ዚ ብቐንዱ፡ ሕቶ ሕብረተሰብ ስለዝዀነ፡
ዝምልከቶም ኣካላት ብፍላይ ድማ ሚኒስትሪታት ትምህርትን ጥዕናን፡ ናብ’ቲ ኣብ ከባቢናን ዓለምን ተበጺሑ ዘሎ ደረጃ ንምድያብ ብዕቱብ ክሰርሑሉ ተላብዩ።

እዚ ከም’ዚ ኢሉ እንከሎ፡ ጨንፈር ማሕበር ኣእምሮኣውን ምዕባለኣውን ስንክልና ኣብ ዞባ ደ/ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣህጉራዊ መዓልታት ‘ኦቲዝም’ን ‘ዳውንሲንድሮም’ን ብዞባ ደረጃ ንፈለማ እዋን ኣብ ከተማ ዓሰብ ዘኪሩ።

ኣብ’ቲ ኣጋጣሚ፡ ንስነፍልጠታዊ ጠንቅታት ‘ኦቲዝም’ን ‘ዳውንሲንድሮም’ን ዘብርህ፡ ከምኡ’ውን ምስኡ ንዝነብሩ ወገናት ክግበር ኣብ ዘለዎ ናብዮት

Categories