ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቡ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፡ ሓውዩ ትማሊ ተፋንዩ።

ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 9,728 በጺሑ ኣሎ።

እዚኣቶም – 9,624 ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ ሓደ ድማ ጌና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቡ ዝርከብ እዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና – 04 ሚያዝያ 2022

Categories