ኣብ ዓባይ ብሪጣንያን ኣየርላንድን ዝነብሩ ዜጋታት፡ ንመናበዪ ስድራስዉኣትን መሰሰኒ ማዕከን ሕድሪ ሰማእታትን 163 ሽሕን 43 ፓውንድ ወፍዮም።

ብመሰረት ሓበሬታ ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን፡ ካብ’ቲ ወፈያ፡ እቲ 94,558 ፓውንድ ንመናበዪ ስድራስዉኣት፣ 68,484 ፓውንድ ድማ ንመሰሰኒ ማዕከን ሕድሪ ሰማእታት ዝተበርከተ እዩ።

Categories