ኣብ ዞባ ማእከል፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት – እቶታውነት ሕርሻ ንምድንፋዕ፡ ብቐንዱ ኣብ ምዕቃብ ማይን ሓመድን ምክልኻል ፍግረመሬትን – ኣድማዒ ወፈራታት ከምእተኻየደ፡ ክፍሊ ሕርሻን መሬትን ሓቢሩ።

ኣብ’ቲ ክፍሊ ሓላፊ ኣሃዱ ልምዓት መስኖ ኢንጂነር ኣቤል ወልደጋብር፡ “ገዛና መፍትሕ ኣይነበሮን” ኣደይ ለምለም ዓላ ኣብ መንጎ ልሙድ ንጥፈታቶም ዝታኸሱ ሰባት ኣትለት ግርማይ ናብ ፖድየም ተመሊሱ እታ ዝጠፈአት ሰዓት ንፊዝክስ ዘኽብዶ እንይታይ‘ዩ ትብሉ ኣብ መሬት ሕርሻ 5,225 ሄክታር ዛላ ክጽገንን ክስራሕን ተመዲቡ – ብዕዙዝ ተሳትፎ ሓረስቶት ናብ 10,915 ሄክታር ከምዝበረኸ፡ 4 ሽሕ ሜተር ክዩብ ከትሪ እውን ከምእተሰርሐ ገሊጹ።

ኢንጂነር ኣቤል፡ ሓምላይ ወፍሪ ንምዕዋት ጀሚሩ ዘሎ ዘተባብዕ ስራሕ – ብዝለዓለ ክቕጽል ኣዘኻኺሩ።

ኣብ 2021 ኣብ ሕምብርቲ – ንኡስ ዞባ ጋላ-ነፍሒ 590 ሓረስቶት ተጠቀምቲ ሓውሲ ጸቕጣዊ መስኖ ክኾኑ ከምዝበቕዑ፣ 150 ሽሕ ሜተር ክዩብ ማይ ናይ ምሓዝን ልዕሊ 10 ሄክታር ከተልምዕ ትጽቢት ዝግበረላን ዲጋ ዓዲ-ሓውሻ፡ ሎሚ ዓመት ክትዛዘም ትጽቢት ከምዝግበረላ ሓቢሩ።

ኢንጂነር ኣቤል፡ ኣብ 2022 – መደባት ምዝላይ ኣብ መሬት ሕርሻን መገረቢ ቦታታትን ብዝለዓለ ንምቕጻል፣ ሓረስቶት ባህርያዊ ኮምፖስት ንከተኣታትዉ፣ ቅየሳዊ ስርሓት ዝተኻየደላ ዲጋ ዓዲ-ቀ መስርሕ ህንጸታ ንክጅመር፡ ክስራሓሉ ምዃኑ ሓቢሩ።

Categories