ብምኽንያት ዝኽሪ መበል 32 ዓመት ስርሒት ፈንቅል ዝተዳለወ ስእላዊ ምርኢት፡ ትማሊ ኣብ ከተማ ባጽዕ – ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሚኒስትሪ ምክልኻል ጀነራል ፊሊጶስ ወልደዮውሃንስ ተኸፊቱ።

ወልደዮውሃንስ ተኸፊቱ። እቲ ስእላዊ ምርኢት፡ ንስርሒት ፈንቅልን ኣብኡ ዝተፈጸመ ቅያን፣ መነባብሮ ህዝቢ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፣ ሕርሻዊ ንጥፈታት፣ ከምኡ’ውን ጸጋታት ባሕሪን ዕቑር ጸጋታት ቱሪዝምን ዝሓቘፈ እዩ።

እቲ ስእላዊ ምርኢት፡ ሎሚ ሰንበት 13 ለካቲት እውን፡ ንህዝቢ ክፉት ኰይኑ ክውዕል እዩ።

Categories