ሰውራ ኤርትራ ናጽነት ንምምጻእ ዝተፈላለዩ ቅያታትን መስተንክራዊ ታሪኻትን ሰኒዱ’ዩ።
ኣብ ከይዲ ገድሊ ንናጽነት ብዙሓት ኣጋጣሚታት እካ ኣጋጢሞም እንተኾነ፡ ታሪኽ ንግስትን ስድራቤታን ግን ካብ ኩሎም ኣጋጣሚታት ኣዝዩ ፍሉይ’ዩ።
ሰነዳዊት ፊልም ርዝነት ናጽነት ድማ ነዚ ክትኣምኖ ዘጸግም ዛንታ ሰኒዳ ኣላ። ዛንታ ኣብ ሓደ ግንባር ኣብ ሓደ ድፋዕ ዝጸመዱ ኣደን ወድን።

Categories