ኣብ ሰምዲ – ንኡስ ዞባ ዓዲቐይሕ፡ ንስድራ ስዉኣትን ጽጉማትን 140 ሽሕ ናቕፋ ሓገዝ ተበርኪቱ።

እቲ ኣብ ክልተ እብረ ዝተዋህበ ሓገዝ፡ ኣብቲ ቐዳማይ 90 ሽሕ ናቕፋ፡ ኣብቲ ካልኣይ ድማ 45 ሽሕ ናቕፋ’ዩ ተመቓሪሑ። ብዘይካ’ዚ፡ 5 ሽሕ ናቕፋ ንኽልተ ስንኩላን ተኸፊሉ።

Categories