‘ሂላል’ ወርሒ ሮሞዳን ትማሊ ቀዳም 4 ግንቦት ስለዘይበረቐት፡ ሎሚ 5 ግንቦት ከም መዛዘሚት ወርሒ ሻዕባን ተቖጺራ፡ ጾም ጽባሕ 6 ግንቦት ከምዝጅምር፡ ማእከላይ ቤትጽሕፈት ኢፍታእን እስላማዊ ጉዳያትን ኣፍሊጡ።

ርሑስ ጾም

Categories