ኤርትራ፡ ብ21ን 22ን ሚያዝያ ኣብ ሪያድ – ስዑዲ ዓረብ ብዛዕባ ጸጥታን ኣገዳስነትን ቀይሕ ባሕሪን ምትሕብባር ሃገራት’ቲ ዞባን ኣብ ዝተጋብአ ዋዕላ፡ መርገጺኣ ዝገልጽ መልእኽቲ ኣቕሪባ።

ኣብ’ቲ ኤርትራ፡ ስዑድያ፡ ግብጺ፡ ዮርዳኖስ፡ ሱዳን፡ ጅቡቲ፡ ሶማልያን የመንን ዝተሳተፍኦ ዋዕላ ላዕለዎት ሰብመዚ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪን ወሽመጥ ዓደንን፡ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ሓላፊ ቁጠባዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣቶ ሓጐስ ገብረሂወትን ተሳቲፎም።

(ምሉእ ትሕዝቶ መልእኽቲ ኣብ ሳጹን ረአ)

Categories