Archive - 2018

ሚኒስተር ፍትሒ፡ ንኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ሰሚናር ኣካዪዳ

ሚኒስተር ፍትሒ ፎውዝያ ሃሽም፡ ብ13 ጥቅምቲ፡ ተራ መንእሰያት ኣብ ምዕቃብ ክብርታት ሕብረተሰብ ኤርትራ ብዝምልከት – ንኣባላት መበል 32 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ሰሚናር ኣካዪዳ። ኣብቲ “መእሰያትን ምዕቃብ ክብርታትን” ብዝብል ኣርእስቲ ዝተኻየደ ሰሚናር፡...

ዓለማዊ መዓልቲ መግቢ፡ “ስጉምታትና፡ ዋሕስ መጻኢና” ብዝብል ቴማ ተዘኪራ

ዓለማዊ መዓልቲ መግቢ፡ “ስጉምትታትና ዋሕስ መጻኢና፡ ክሳብ 2030 ጥሜት ኣልቦ ዓለም ምፍጣር ይከኣል’ዩ” ብዝብል ቴማ፡ ትማሊ 16 ጥቅምቲ፡ ብደረጃ ሃገር ኣብ እምባደርሆ ኣብ ዝተኻየደ መደብ ተዘኪራ። ኣብ’ቲ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስትን ግንባርን፡ ግዝያዊ ወኪል...

Login

Categories