Archive - 2018

መዓልቲ ሽኮርያ ብደረጃ ሃገር ኣብ ባጽዕ ተዘኪራ

ኣህጉራዊ መዓልቲ ሽኮርያ – 14 ሕዳር፡ “ስድራ-ቤትን ሕማም ሽኮርያን’’ ብዝብል ቴማ፡ ብደረጃ ሃገር ኣብ ወደባዊት ከተማ ምጽዋዕ ተዘኪራ። ኣቦ-መንበር ሃገራዊ ማሕበር ሽኮርያ ዶክተር ጎይትኦም መብራህቱ፡ ሕማም ሽኮርያ ሓደ ካብቶም ቀንዲ ብድሆታት ጥዕና...

ሚኒስትሪ ፍትሒ፡ ትካላዊ መሳርዑ ንምሕያል ይሰርሕ

ሚኒስትሪ ፍትሒ፡ ትካላዊ መሳርዑ ኣብ ምትዕርራይን ምሕያልን ይሰርሕ ከምዘሎ፡ ሚኒስተር ፎውዝያ ሃሽም ምስ ሰራሕተኛታት ትካላት መንግስትን ምምሕዳራትን ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ዝገበረቶ ርክብ ገሊጻ። ብ13 ሕዳር ኣብ ከተማ ባጽዕ ኣብ ዝተኻየደ ርክብ፡ ሚኒስተር...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ መልእኽቲ ፕረዚደንት ኡሁሩ ኬንያታ ተቐቢሉ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ትማሊ 17 ሕዳር፡ ካብ ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ዝተላእከ መልእኽቲ ተቐቢሉ። ነቲ መልእኽቲ ናብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዘብጽሐ፡ ብዋና ዳይረክተር ሃገራዊ ጸጥታ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኬንያ’ዩ። ፕረዚደንት ኡሁሩ ኣብ...

Login

Categories