To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
Archive - 2018
ERi-TV, #Eritrea – Tigre News for November 20, 2018
ERi-TV, #Eritrea: Henok Mulueberhan – The Next Cycling Rising Star in Eritrea
ERi-TV, #Eritrea: Henok Mulueberhan – The Next Cycling Rising Star in Eritrea
ERi-TV, #Eritrea: Tour of Eritrea (ዙራ ንሃገርካ), A Popular Activity in Eritrea For Visiting Diaspora Youth
ኣመሓዳሪ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ብርጋዴር ጀነራል ተኽለ ልብሱ፡ ሓረስቶት ብዘሎ ህጡር ክራማት ባሕሪ ተተባቢዖም ርቡሕ ምህርቲ ንኽሓፍሱ፡ ተራ ክኢላታት ሕርሻን ኣመሓደርቲ ንኡስ ዞባታትን ክዓዝዝ ኣዘኻኺሩ። ብክኢላታት ሕርሻ ተሰንዩ – ብ16 ሕዳር ኩነታት...
ኣብ ንኡስ ዞባ ዒላበርዕድ፡ ብሞያ ምርባሕ ንህቢን መፍረ መዓርን፡ ከምኡ’ውን ስርሓት ላኻን ዕንቊን ንሰለስተ ኣዋርሕ ዝሰልጠኑ 47 ደቂኣንስትዮ ዝርከብኦም 51 መንእሰያት፡ ብ13 ሕዳር ተመሪቖም። እቲ ብክልሰ-ሓሳብን ግብሪን ዝተዋህበ ስልጠና፡ ኣካል ናይቲ ሞያዊ...
ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ኣብ ዓመተ-ትምህርቲ 2017/2018፡ ኣብ ሃገራዊ መርመራ 8ይ ክፍሊ ናይ ዝተሳተፉ ተፈተንቲ ብዝሒ ብ13 ሚእታዊት፡ መጠን ምሕላፍ ከኣ ብ10 ሚእታዊት ከምዝዓበየ ተገሊጹ። ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ደቡብ ብ15 ሕዳር ኣብ ከተማ መንደፈራ ኣብ...
ERi-TV, Eritrea – Arabic News for November 20, 2018
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for November 20, 2018
DimTsi Hafash #Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ዜና – 20 ሕዳር 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.