ERi-TV, #Eritrea – Tigrinya Evening News (+ Cycling Update) November 22, 2018
Archive - 2018
DimTsi Hafash #Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ዜና – 22 ሕዳር 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV, Eritrea – Arabic News for November 22, 2018
ወግዓዊ ስነ-ስርዓት ምብጋስ ሃገራዊ ወፍሪ ክታበት ንፍዮን ሩቤላን ምዕዳል ቪታሚን ’ኤ’ን፡ ሚኒስተራትን ካልኦት ሰበ-ስልጣንን፡ ከምኡ’ውን ናይ ልምዓት መሻርኽቲ ኣብ ዝተረኽቡሉ፡ ትማሊ 21 ሕዳር ኣብ ኣስመራ – ኮማዊ ሆስፒታል ቤት-መኻእ ተኻዪዱ። ሚኒስተር...
ብኣጋጣሚ’ቲ “ጽባሕ ብዘይ ኣማራጺ ንኸይንተርፍ፡ መድሃኒታት ጸረ-ባክተርያ ብግቡእ ንጠቐመሎም” ብዝብል ቴማ ብ12 ሕዳር ጀሚሩ ክሳብ 18 ሕዳር ዝቐጸለ ኣህጉራዊ ቅነ መድሃኒታት ጸረ-ባክተርያ፡ ኣብ ኩለን ዞባታት ሃገርና ንቕሓት ህዝቢ ኣብ ተጠቃምነት ናይ’ቶም...
ERi-TV, #Eritrea – Tigrinya News for November 22, 2018
ERi-TV, #Eritrea: Eritrea’s Preparation As a Host Country Recognized – African Cycling Tournament
ERi-TV, #Eritrea: Eritrea’s Preparation As a Host Country Recognized – African Cycling Tournament
ኣቐዲማ ብ8 ታሕሳስ ትዝከር ዝነበረት፡ ካብ ሎሚ ዓመት ድማ ብ20 ሕዳር ክትዝከር ዝተወሰነ ኣህጉራዊ መዓልቲ ቈልዑ፡ “ንዘላቒ ምዕባለ ቈልዑ፡ መብጸዓና ነሐድስ” ብዝብል ቴማ፡ ኣብ ኣስመራ – ኣዳራሽ ኮማዊ ማእከል ደብዓት፡ ብድምቀት ተዘኪራ። ኣብ’ቲ ስነ...
ዒድ መውሊድ ኣ’ነቢ ኣ’ሸሪፍ፡ ትማሊ 20 ሕዳር 2018 ብኣቆጻጽራ ፈረንጂ፡ ብህጅሪያ ድማ 12 ረቡዕ ኣልኣወል 1440፡ ኣብ መላእ ሃገር ብልዑል መዓርግ ተኸቢሩ። ኣብ ከተማ ኣስመራ – ጃምዕ ኣልኹላፋእ ኣልራሽዲን ኣብ ዝተኻየደ፡ ሚኒስተራት ዝርከቡዎም...
ERi-TV, Eritrea – Arabic News for November 21, 2018