Archive - 2018

ፈስቲቫል ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ነበርቲ ጅዳን ከባቢኣን ተዛዚሙ

“ራእይ ብዕዮ” ብዝብል ቴማ ብ21 ሕዳር፡ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ዝተኸፍተ ዓመታዊ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ነበርቲ ጅዳን ከባቢኣን – ስዑዲዓረብ፡ ትማሊ 23 ሕዳር ብውዕዉዕ ሃገራዊ መንፈስ ከምእተዛዘመ፡ ልኡኻት ሚኒስትሪ ዜና ሓቢሮም። እቲ...

ሃማደኤ ዞባ ማእከል ውዳበታቱ ንምሕያል ይሰርሕ

ሃማደአ ዞባ ማእከል፡ ብ21ን 22ን ሕዳር ኣብ ኣስመራ ኣብ ዘሰላሰሎ ገምጋም፡ ውዳበታቱ ንምሕያል ከምዝሰርሕ ገሊጹ። ኣብ’ቲ ኣባላት ማእከላይ ባይቶ፡ ሓለፍቲ ንኡሳን ዞባታትን ካልኦትን ዝተሳተፋሉ ገምጋም፡ ብደረጃ ንኡሳን ዞባታትን ማእከላይ ቤት-ጽሕፈትን ናይ ዝተኻየዱ...

Login

Categories