Archive - 2018

ሰረጀቓ – ንሞያውያን ሕርሻ ስልጠና ስርዓተ ሓበሬታ ተዋሂቡ

ጨንፈር ሚኒስትሪ ሕርሻ ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ፡ ንሓሙሽተ ሰሙናት ብስርዓተ ጂኦግራፍያዊ ሓበሬታ ዘሰልጠኖም 44 ኣባላቱ፡ ብ22 ሕዳር ኣመሪቑ። ሚኒስተር ሕርሻ ኣቶ ኣረፋይነ በርሀ ኣብ ዘስመዖ ቃል፡ ብግምትን ብልምድን ክቐርብ ዝጸንሐ ጸብጻባት፡ ብኣሃዛትን ካርታን ተሰንዩ...

ERi-TV, #Eritrea – ዕላል ጥበባት፡ ዕላል ምስ ደራሲ መጽሓፍ “ዛንታ ውልቀ-ዝኽሪ፡ ካብ ግዜ ቁልዕነት ክሳብ ሓርነት ናቕፋ” ኮለኔል ኣስረስ ኢሳቕ

ERi-TV, Eritrea – ዕላል ጥበባት፡ ዕላል ምስ ደራሲ ኮለኔል ኣስረስ ኢሳቕ ብዛዕባ መጽሓፉ “ዛንታ ውልቀ-ዝኽሪ፡ ካብ ግዜ ቁልዕነት ክሳብ ሓርነት ናቕፋ” A discussion with Colonel Asres Isaac about his...

Login

Categories